ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብቲ ንሽሙ ዝተፀውዐ ዘተ ሰላም ወፂእኻ ንኸቢድ ኹናት ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ጥሉላት መረዳእታታት ይወፁ ኣለው። ነዚ ከም ኣብነት ዝጥቀሱ ክልተ መርትዖታት ኣለው።March 17, 2022
ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምእታው ፍቓድ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ምፅባይ ዘይኮነስ ብመሰረት ዓለም ለኸ ሕጊብግዴታ ክፍፀም ከምዘለዎ ተገሊፁ፡February 8, 2022
በትግራይ መንግስት በኩል እነ አወል ዓርባ የዓፋርና የትግራይ ህዝቦች ያላቸውን ታሪካዊ ትስስር ለማዳከምና የተሰጣቸውን እኩይ አጀንዳ ለማስፈፀም በትግራይ ይዞታዎች ላይ የፈፀሟቸውን ተደጋጋሚ ትንኮሳዎችንJanuary 25, 2022
ትግራይ ካብ ባያፍራ እንታይ ትመሃርBy AndomNovember 11, 20215 Mins Read ሎሚቕነ ትዊተር ፕረዝደንት ናይጄርያ መሓመድ ቡሃሪ ንዝለጠፍዎ መልእኽቲ ኣጥፊእዎ ኣሎ፡፡ በዚ ስጉምቲ ዝተቖጠዐ መንግስቲ ናይጄርያ ድማ ኣብታ ሃገር ግልጋሎት ትዊተር…
መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ብሄረ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ-ኣበባ ብሄር መሰረት ዝገበረ ጅምላዊ ማእሰርቲ ይፍጽም ከምዘሎ ሲኤንኤን ኣቃሊዑ።By AndomNovember 10, 20211 Min Read መንግስቲ ኢትዮጲያ ኣዋጅ እቶ እቶ እዋን ካብ ዝእውጅ ንነዘ እቲ ቅድሚ ሐዚ ብሰላሕታ ዝገብሮ ዝነበረ ኣበርቲዑ ብምቅጻል ማእሰርቲ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ…
ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕትታቱ ከምዝቅጽል ወሃቢ ቃል መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፁ።By AndomNovember 10, 20213 Mins Read ሰራዊት ትግራይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሰሜን ሽዋ ከምዘለዉ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ስኤንኤን ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት…