Author: Staff Reporter

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ #ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ #ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ #ዘአክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ወዲሰብ ብሕይወቱ እናሃለወ ከም ዕንፀይቲ ብሓዊ ምቅፃል ካብ ሃይማኖትን ባህልን ወፃኢ ዝኾነ ኣፀያፊ ናይ ሰይጣን ተግባር እዩ ብምባሎም ዝበፀሖም ዘሎ ፀለመ፣ ምፍርራሕ፣ ፀቅጥን ተቃውሞን ኣግባብነት ዘይብሉ ስለ ዝኾነ እቲ ብቅዱስነቶም ዝተውሃበ መልእኽቲ ንድግፍ ኢና።” ክብሉ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ዞባ መቐለ ብፁዕ ኣቡነ ኢሳይያስ ገሊፆም፡፡ሊቀ ጳጳስ ሀገረ ስብከት ዞባ መቐለ ብፁዕ ኣቡነ ኢሳይያስ ናይ ላዕለዎት ሓለፍትን ሰራሕተኛታትን ሃገረ ስብከት መቐለን ላዕለዎት ሓለፍትን ሰራሕተኛታትን ወረዳ ቤተ ክህነት ኣመሓደርቲ 44 ገዳማትን ኣድባራትን፤ ጠቅላላ መገልገልቲ ሰራሕተኛታትን ኣባላትን ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሓድነት መቐለን መልእኽቲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ…

Read More

ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብቲ ንሽሙ ዝተፀውዐ ዘተ ሰላም ወፂእኻ ንኸቢድ ኹናት ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ጥሉላት መረዳእታታት ይወፁ ኣለው። ነዚ ከም ኣብነት ዝጥቀሱ ክልተ መርትዖታት ኣለው። 1) ትማሊ ብኣቐባሊ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኹናት እኹል ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ እዩ። 2) ብቕድሚ ትማሊ ድማ ካብ ሕቡራት ዓረብ ኢምሬትስ ናብ ኢትዮጵያ ኣፅዋር ኹናት ዝፀዓና ነፈርቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌን ሐረርን ከምዝዓለባ መረዳእታታት የመላኽቱ። እቲ ኻልእ ምስዚ ነጥቢ ዝለዓል ምዕባለ ፣ ትማሊ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣስታት 40 ዝኾኑ ተጋሩ ተገፊፎም ተኣሲሮም እዮም። ኣብ ዝሓለፈ እዋን ምስ መንግስቲ ትግራይ ክደራደር እየ ብዝብል ምስምስ ውሱናት እሱራት ተጋሩ ክፍትሑ ብምግባር ዝተወሰነ ሩፍታ ክርከብ ተፈቲኑ…

Read More

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ሰኔጋል ማኪ ሳልን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ መሃመትን “ዕቱብን ሓደገኛን ኩነታት” ክብሉ ዝገለጽዎ ኩነታት ዩክሬን ከምዘተሓሳሰቦም ገሊጾም። ክልቲኦም መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ሰዓታት ምሸት ብሓባር ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ናይ ሩስያ ፈደረሽንን ካልኦት ኣብቲ ኩነታት ተሳተፊ ዝኮኑ ከባቢያዊያን ኣህጉራዊያን አካላት ንዓለምለኸ ሕጊ: ንግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ዩክሬን ከኽብሩ ጻውዒት ኣቕሪቦም። ኣቦ መንበራት ሕብረት ኣፍሪቃን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ብተወሳኺ ክልቲኦም ወገናት ብቅልጡፍ ተኹሲ ደው ከብሉን ንመላእ ዓለም ካብ ቀውሲን ሳዕቤን ንምክልኻል ኣብ ውሽጢ ዓለምለኸ ዝምድና ንሰላምን ምርግጋእን ንምዕቓብ ብስም ኩሉ ህዝቢ ዓለም ኣብ ትሕቲ ሕቡራት ሃገራት ብዘይምድንጓይ ፖለቲካዊ ልዝብ ክጅምሩ ጻውዒቶም ምቕራቦም ቤት…

Read More

#መበል 47 ዓመት በዓል #11 ለካቲት ሃለዋትናን ድሕንነትናን ውሕስ ዝኾነሉ፣ መሬት ትግራይ ሙሉእ ንሙሉእ ሓራ ዝወፀሉ፣ መሰል ዓርሰ ውሳነና ድማ ብዝረጋገፀሉ መንገዲ ክኽበርን ቃል እንኣትወሉ ክኸውን ይግባእ ክብላ ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ካሳ ገሊፀን። ወ/ሮ ሊያ ካሳ ነዚ ዝገለፃ ሎሚ ዓመት ዝኽበር መበል #47 ዓመት በዓል 11 ለካቲት መሰረት ገይረን ኣብ ዝሃበኦ #ጋዜጣዊ መግለፂ እንትኸውን ፣ እቲ በዓል ስውኣትና ዝዝከርሉን ሕድሮም ብምጥንኻር ሰፊሕ ስራሕ እናዓመሉን ከምኡ እውን ሎሚ ዘጋጠመ ፈተና በዲህና #ዓወት ዝጨበጥናሉን ፍሉይ በዓል ምዃኑ ገሊፀን። በዓል 11 ለካቲት ሃለዋትናን ድሕንነትናን ውሕስ ዝኾነሉ ፣ መሬት ትግራይ ሙሉእ ንሙሉእ ሓራ ዝወፀሉ ፣መሰል #ዓርሰ ውሳነና ድማ ብዝረጋገፀሉ…

Read More

ናብ ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምእታው ኣብ ድሌት ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ዝምስረት ዘይኮነስ ብመሰረት ዓለምለኸ ሕጊ ብግዴታ ክፍፀም ዘለዎ ግዜ ዘይህብ ዛዕባ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ሰብኣዊ ሓገዝ ፖለቲካዊ ትርጉም ክወሃቦ ከምዘይግባእ እውን #Africa_Arguments ዝተብሃለ መርበብ ሓበሬታ ኣቃሊሑ፡፡ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ምስ ገበቲ #ሓይልታት ኣምሓራን ውልቀ መላኺ #ኢሳያስ ኣፈወርቅን ሓደ ግንባር ብምፍጣር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ #ትግራይ ዝፈፀምዎ ልፍንታዊ ወራር ከበድቲ #ገበናት ከምዘብፅሑን መሰረት ልምዓት ትግራይ ብትልሚ ክዓንውን ክዝመትን ከምዝገበርዎ ዝጠቐሰ ኣፍሪካ ኣርጉዩመንት፣ እዚ ከይኣክል ድማ ካብ ዝበዝሕ ከባቢታት ትግራይ ብሰራዊት ትግራይ ተሳዒሮም ምስወፁ እውን ህዝቢ ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይረክብ ከምዝኸልኸሉን መሰረታዊ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ዝበሃሉ ከምኒ ባንኪ፣ ቴሌኮሚኒኬሽን፣ መጓዓዝያ፣ ኤሌክትሪክን ካልኦትን ከምዝተዓፀውን…

Read More

the hope of healing due to lack of medicine, says that the bone cancer patient is dying with a lot of people’s dreams and hopes due to lack of medicines.His name is Amanuel Jaafer, he was born and raised in the southern zone of Tigray in Alamata city and he is a fifth year student of Chemical #Engineering class at Dire Dawa University.In the field of education he learned, his life journey filled with hope to serve his country and the people was also successful for him. However, he will encounter an event that will destroy his bright hope.He was…

Read More

ላለፉት በርካታ ሳምንታት ለሰላማዊ መፍትሄ ዕድል ለመስጠት በማሰብ ከዓፋርና ከአማራ ክልል ሰራዊታችን ለማስወጣት መወሰናችን ይታወቃል። ይሁንና በፌደራል መንግስት በኩል ሰራዊቱ ከትግራይ ድንበር ባሻገር ባለበት እንዲቆም ወስኛለሁ ቢልም በትግራይ ሰራዊት ይዞታዎች ላይ ተደጋጋሚ ትንኮሳዎች ሲፈፅም ቆይተዋል። በተለያዩ ይዞታዎቻችን ላይ የተደረጉትን ትነኮሳዎች በመቛቋም እንዲሁም አስፈላጊ ሁኖ ሲገኝ የእርምት እርምጃዎችን ከመውሰድ ባሻገር የኣለምኣቀፍ ማህበረሰብን የሰላም ጥረት እድል ለመስጠት በማሰብ ተደጋጋሚ ትንኮሳዎቹን በትዕግስት ለማለፍ ስንሞክር ቆይተናል። ከዚሁ በተጫማሪ ህዝባችን ላይ የተጣለውን ሰው ሰራሽ ረሃብ ለማቃለል ያግዛሉ ያልናቸውን እርምጃዎችን ስንወስድ ቆይተናል። በትግራይ መንግስት በኩል እነ አወል ዓርባ የዓፋርና የትግራይ ህዝቦች ያላቸውን ታሪካዊ ትስስር ለማዳከምና የተሰጣቸውን እኩይ አጀንዳ ለማስፈፀም በትግራይ ይዞታዎች ላይ የፈፀሟቸውን ተደጋጋሚ ትንኮሳዎችን: እንዲሁም…

Read More

Statement on the Persistent Obstruction of Humanitarian Aid by the FederalGovernment of EthiopiaThe genocidal Abiy regime, which appears constitutionally incapable of telling the truth, continuesto accuse the Government of Tigray of obstructing humanitarian aid meant for the people ofTigray. It continues to levy accusations against the Government of Tigray without providing aniota of evidence. Since the end of June 2021, the Abiy regime has imposed a devastating siege onTigray, actively obstructing humanitarian aid, denying the entry of fuel as well as life-savingmedical supplies, limiting the amount of operational cash available for aid agencies on the ground,and expelling humanitarian officials that…

Read More

ካብ’ታ ብዕሱብ ሰራዊት #ኤርትራ ልዕሊ 1000 ሰላማውያን ሰባት ዝተጨፍጨፉላ ከተማ #ኣኽሱም ንኣንፈት ምዕራብ 15 ኪ/ሜ ሪሒቓ ትርከብ ከተማ #ውቕሮማራይ ካብ ሕሊና ደቂ ሰባት ዝተኾነነ ተግባር #ጀኖሳይድ ተፈፂሙ። ንከተማ ውቕሮ ማራይ ፅላል ኰይኑ ዝዕጅባ እንዳ ርችት ዝብሃል ጐቦ ኣሎ። ጫካ ኣብ ልዕሊ ሙዃኑ ብኸበድቲ ዶናጒል ዝተኸብበን መዕቖሪ ማይ ጐዳጒዲ ዘለዎን ከባቢ እዩ። ወርሒ ታሕሳስ 2013 ዓ/ም ኣብ ከተማ #ውቕሮማራይ ካብ እቶም ብዙሓት ብውሕዱ ግን ድማ መስካሕክሒ #ጀኖሳይዳዊ ተግባር ገበን ኣንፃር ሰብኣውነት ብዕሱብ ሰራዊት #ኤርትራ ተፈፂሙ። እዞም ወገናት መብራህቶም ገብረህይወት፣ ጀማል በሽር፣ ጥዑም ዓብደልጀዲድ፣ ቴድሮስ ግርማይ፣ ዑመር በሽር ዓጣን ካልኦት መለለዪ መንነቶም ዘይትረቦም ወገናትን ከም ዝኾኑ ነባሪ እታ ከተማ ኣይተ ብርሃነ ገብረ…

Read More