Month: February 2022

#መበል 47 ዓመት በዓል #11 ለካቲት ሃለዋትናን ድሕንነትናን ውሕስ ዝኾነሉ፣ መሬት ትግራይ ሙሉእ ንሙሉእ ሓራ ዝወፀሉ፣ መሰል ዓርሰ ውሳነና ድማ…

ናብ ትግራይ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምእታው ኣብ ድሌት ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ዝምስረት ዘይኮነስ ብመሰረት ዓለምለኸ ሕጊ ብግዴታ ክፍፀም ዘለዎ…