ኣብ ጀርመን ኣብ 1926 A labor camp ዝበሃል ኔሩ ኣይሁዳውያን ካብ መላእ ከተማታት ጀርመን ተገፊፎም እቶም ጉልበት ዝነበሮም ነፃ ስራሕ ከም ባሮት ብነፃ ይሰርሑ ኔሮም
እቶም ድኹማት ዓቕሚ ዘይነበሮም ፍርቆም ይርሸኑ ፍርቆም ኣብ ቤት መኣሰርቲ ይበልዩ ኔሮም
እዚ ተፈፀመ ብናይ ኣዱሎፍ ሂትለር ናይ” ናዚይ “ስርዓት እዩ ኔሩ!!!
ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ከምቲ ኣብ ኣይሁዳውያን ዝበፅሓ ኣስከሓካሒ በደል ኣብ ልዕሊ ኑፁሃት ተጋሩ ይፍፀም ኣሎ
ብሰንኪ መንነቶም ተኣሰሩ ተጋሩ ጉልበት ዘለዋም ተጋሩ ፍረ ናይ “ቡን” ከኣርዩ ኣብ ገደናታት ይውዕሉ ኣለዉ
እዚ ተኣረየ ተለቐመ ቡን ናብ ወፃኢ ናብ መሸጣ እዩ ዝኸድ ኩልኻትኩም ተጋሩ ነዚ ግፍዒ ነፃ ጉልበት ተጋሩ ከምዝጥቀሙ ኣብ twitter ኣቃልሑ መሸጣ ናይ ዕዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ዝኸደሉ ኣሃጉራት ኣፋልጡዋ
ኣብ መሸጣ ዕዳጋ ቡን ኢትዮጵያ ፀቕጢ ፍጠሩ
ከምቲ ንፈልጦ 60% ኢኮኖሚ ናይ ኢትዮጵያ ካብ ዕዳጋ ቡን እዩ ዝርከብ::

metkel mediahttp://www.metkelmedia.com

Share.

Leave A Reply